Tigrinya
-
Magnet School (ፍሉይ ቤት ትምህርቲ) ምብራቕ ኣፍሪካ ቀደማይ ደረጃ
ኣብ መስከረም 2023, Saint Paul Public Schools ኣብ’ቶም ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ባህሊታትን ቋንቋታት ሶማሊኛ፣ ኣምሓርኛ፣ ኦሮምኛ፣ ትግርኛ፣ ዓረብኛን ከምኡ ድማ ስዋሂሊኛ ጠመተ ሂቡ ዝሰርሕ ሓድሽ ቤት ትምህርቲ ክኸፍት እዩ።
- ካብ መብዛሕቲኦም ቤት ትምህርቲታት St. Paul ናጻ ናይ ኣውቶቡስ መጎዓዚያ ኣገልግሎት
- ባህላዊ ጠለባት ከነተኣናግድ ኢና!
ቤት ትምህርቲ ዝርከበሉ ቦታ፡ 437 Edmund Ave. W., St. Paul
ክፍሊታት፡ ቅድመ መዋእለ ህጻናት (PreK)- 5 ይ ክፍሊ
ሰዓታት ትምህርቲ፡ 7:30 a.m.(ንጉሆ) -2 p.m. (ድሕሪ ሰዓት)
ንምምልካት ወይ ሕቶ ንምሕታት፣ በዚ ዝስዕብ ተራኸብ፡ Fadumo Salah, Student Placement Center, 651-632-3709 or fadumo.salah@spps.org
ሎምዓንቲ ኣመልክት!